TIGRAI BUREAU OF CAPACITY BUILDING
 
Programs

CSRP
DLDP
ICT
JSRP
TAX
URBAN
Program support Expenditure Managment

Links  
 
About Tigrai

Toursim
Investment
Economy

*     *     *     *     *    *  




   

Inauguration Ceremony of ICT Business Incubation

The Mekele Information Communication Technology (ICT) Business Incubation Centre was publicly inaugurated in Mekele, Tigrai on the 7th of February 11, 2009. The ceremony was attended by representatives of many private sectors, offices, bureaus, government and non-government ogranisations. Read More
   

ኣብ ትግራይ ዝተጠየሻ ማእኸል ቴክኖለጂ ሓበሬታን ርክብን ማሕበረሰብ ግልጋሎት ክህባ መቒዐን

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ወርሒ ጉንቦት 2000 ዓ.ም. ጀሚረን ብምትሕብባር ቢሮ ህንፀት ዓቕሚ ካብ ኢክታድ (ICTAD) ብዝተረኸበ ፕሮጀክት ዝተጠየሻ ማእኸላት ግልጋሎት ክህባ በቒዐን፡፡ እተን ኣብ ከተማታት ኮረም፣ መቐለ፣ ዓዲግራትን እንዳስላሰን ዝተጣየሻ ማእኸላት ቴክኖለጂ ሓበሬታን ርክብን (ICT) ቀንዲ ዕላመአን ሕብረተሰብ ተጠቃሚ ተክኖለጂ ሓበሬታን ርክብን ክኸውን ብምግባር ኣብ ቅነሳ ድክነት ዝግበር ምንቅስቓስ ኣብ ምስላጥ እጃም ክህልዎ ንምግባር እዩ፡፡Read More
   

ንዝኽረ ነብሲሄር ኣርቲስት ኪሮስ ኣለማዮህ ዝተሃንፀ ቤት ንባብ ተመሪቑ

ብምትሕብባር ምምሕዳር ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ተምሃሮ ቤት ትምህርቲ ውቅሮ ነበርን ፈተውቲ ኪሮስን ኣብ ቀፅሪ ሓድሽ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ውቅሮ ዝተሃንፀ ቤት ንባብ 2ን 3ን መዓልቲ ጥቅምቲ 2001 ዓ.ም. ፈተውትን ደገፍትን ኣብ ዝተረኸብሉ ብዕሊ ብዝደመቐ ኩነት ተመሪቑ፡፡Read More
   

መሰረታዊ ለውጢ ከይዲ ስራሕ (BPR) ኣብ ትግበራ በፂሑ

ብደረጃ ክልል ዝርከባ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ  በመሰረት ዘፅንዕዖ ለውጢ ከይዲ ስራሕ ናብ ትግበራ ክኣትዋ ብዝወፀ ፕሮግራም ኣብ ምትግባር ይርከባ፡፡ እቲ ፈተነ ኣብ ኣርባዕተ ቦታታት ክልልና ዝካየድ ኮይኑ ካብ መፈለምታ ወርሒ መስከረም 2000 ዓ ም ጀሚሩ ናብ ትግበራ ተኣትዩ ኣሎ፡፡… Read More
   

ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብተን መሰረታዊ ለውጢ ከይዲ ስራሕ ፈተነ ዝካየደለን ቦታት ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት መንግስትን መምህራንን ኣብ ኣርባዕቲአን ቦታት ፅዑቕ ስልጠና ይወሃብ ቀኒዩ፡፡ ካብ 9 መዓልቲ መስከረም 2001 ዓ.ም. እስካብ 10 መዓልቲ መስከረም ንኽልተ ተኸታታሊ መዓልቲ ዝወሃብ ዝነበረ ስልጠና ብርክት ዝበለ ቁፅሪ ህዝቢ ግንዛበ ክረክብ ኣኽኢሉዎ እዩ፡ ኣብ ገፀር ወረዳ እንደርታ ዝርከቡ ልዕሊ 989 ዝኾኑ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣብ ከተማ ዅሓ ስልጠና ወሲዶም፡፡…Read More
   

Awareness Creation Workshop Held on Tannery Products

The Engineering Capacity Building Programme (ecbp) launched awareness creation workshop on tannery processing and other related agricultural products. The workshop was held in Mekele, Tigrai and lasted for three daysRead More
   

ፕሮግራም ህንፀት ዓቕሚ ምህንድስና ኣብ ክልልና ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ይትግብር ኣሎ፡፡

ብምትሕብባር መንግስቲ ጀርመን ብደረጃ ሃገር ዝስራሕ ዘሎ ፕርግራም ህንፀት ዓቕሚ ምህንድስና ኣብ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት እናተግበረ ይርከብ፡፡ ኣብ ክልልና ብመተሓባበራይነት ቢሮ ህንፀት ዓቕሚ ዝካየድ ዘሎ ፕርግራም ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓትን ህንፀት ዓቕምን ርኡያት ምንቅስቃሳት ይገብር ኣሎ፡፡…Read More
   

ንመካየድቲ ስራሕ ጣብያታት ዝወሃብ ዝነበረ ስልጠና ብዓወት ተዛዚሙ፡፡

ኣብ ኣደራሽ ግልጋሎት ከተማ መቐለ ካብ 15 መዓልቲ ነሓሰ ጀሚሩ ዝወሃብ ዝነበረ ስልጠና መካየድቲ ስራሕ ጣብያታት ትግራይ ብዓወት ተፈፂሙ፡፡ ንኣስታት 13 መዓልቲ ዝተውሃበ ስልጠና ዓበይቲ ሓለፍቲ ቢሮ ክልልና እዩ፡፡...Read More
   

ንመሰልጠንቲ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ንትግበራ መሰረታዊ ለውጢ ከይዲ ስራሕ ዘድሊ ስልጠና ካብ ኣርባዕተወረዳታት ንዝተመረፁ መሰልጠንቲ ስልጠና ኣብ ከተማ መቐለ ይወሃብ ኣሎ፡፡ኣሎ፡፡ እቶም ሰልጠንቲ ካብ ወረዳታት ከተማ ዓዲግራት፣ ክልተ ኣውላዕሎ፣ ከተማ መቐለን ወረዳ እንደርታን...Read More
   

ንመካየድቲ ስራሕ ጣብያታት ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ መላእ ትግራይ ዝርከባ ጣብያታትን ወረዳን ንዝተመደቡ ሓደሽትን ነባራትን መካየድቲ ስራሕ ኣብ ፖሊስን ስትራተጅን መንግስቲ ኣትኩይሩ ስልጠና ተዋሂቡ፡፡...Read More
   

ኣከባብራ በዓል ኣሸንዳ ትግራይ

ኣብ ወርሒ ነሓሰ ካከባቢ 14 መዓልቲ ጀሚሩ ዝኽበር በዓል ብሃይማኖታውን ታሪኻውን ትሕዝትኡ ዝለዓለ ቦታ ዝወሃቦ እዩ፡፡ እዚ ብፍላይ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ካብዚ መዓልቲ እዚ ጀሚረን እስካብ ቅዱስ ዮሃንስ ብዝለዓለ ድምቀት ዘኽብረኦ በዓል እዩ፡፡...Read More
   

Some Accomplishments of the ECBP in Tigrai

The result of close cooperation between the governments of German and Ethiopia through the Ministry of Capacity building, and with the active participation of the other ministries such as the Ministry of Education, the Ministry of Trade and Industry, and the private sector is promoting a programme known as Engineering Capacity Building...Read More
   

ብመሰረት መፅናዕቲ መሰረታዊ ለውጢ ከይዲ ስራሕ ንዝግበር ምደባ ስራሕ ደንቢ ወፂኡ

ድኽነት ብምጥፋእ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብመሰረት ክእለትን ብቕዓትን ሞያ ኣብ ዝምጥኖም ቦታ ንምምዳብ ዝሕግዝ ደንቢ ወፂኡ ኣሎ፡፡…Read More
   

ሰራሕተኛታት ቢሮ ህንፀት ዓቕሚ ዓመታዊ ገምጋም ኣካይዶም

ዓመታዊ ገምጋም ስራሕቲ ቢሮ ህንፀት ዓቕሚ 23 መዓልቲ ሓምለ 2000 ዓ.ም. ኣብ ኣዳራሽ ክልል ምምሕዳር ተኻይዱ፡፡ እቲ ዋዕላ ኩሎም ሰራሕተኛታት እቲ ቢሮ ዝተረኸብሉ ካብ ሰዓት ክልተን ፈረቓን ንጉሆ ጀሚሩ ንሓደ መዓልቲ ተኻይዱ፡፡…Read More
   

መሰረታዊ ለውጢ ከይዲ ስራሕ (BPR) ኣብ ብርኪ ትግበራ በፂሑ፡፡

ሓምለ 12ን 13ን መዓልቲ 2000 ዓ.ም. ገምጋም መሰረታዊ ለውጢ ከይዲ ስራሕ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ ክልልና ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ፡፡ መብዛሕትአን ኣብያተ ዕዮ ክልልና ዝተፈላለዩ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ መሪፀን ኣብ ምትግባር ሓግየን ብዙሓት ናብ ገምጋም ቀሪበን ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ከይዲታት ስራሕ እቲ ዝድለ መምዘኒ ኣማሊኦም ብቶም ገምገምቲ ስለዝተረጋገፁ ናብ ከይዲ ትግበራ ክበፅሑ ክኢሎም እዮም፡፡…Read More
   

ስራሕቲ ፕሮግራም ምህንድስና ብፅቡቕ ይሳለጥ ከምዘሎ ተሓቢሩ፡

ኣብ ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ዝሳተፍሉ ስራሕቲ ፕሮግራም ምዕባይ ዓቕሚ ምህንድስና ብፅቡቕ ኩነት ይትግበር ከምዘሎ መተሓባበሪ እቲ ፕሮግራም ዝኾኑ ኣይተ ሃይለኪሮስ ጠዓመ ገሊፆም፡፡ እቲ ፕሮግራም ካብ ዩኒቨርስቲ ካብ ቴክኒክን ሞያን ምምሕዳር ከተማ መቐለን ዝሳተፍሉ ኮይኑ ናብ ሃገርና ሓደሽቲ ስራሕቲ ምህንድስና ብምትእትታው ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተግበረ ምዃኑ ተሓቢሩ፡፡… Read More
   

ኣብ መርበብ ሓበሬታን ቴክኖለጅን ግንዛበ መጨበጢ ዓውደ መፅናዕቲ ተኻይዱ

ግንዛበ መጨበጢ መርበብ ሓበሬታን ቴክኖለጅን ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ከተማ መቐለ ንኽልተ መዓልቲ ዝፀንሐ ብተበግሶ ቢሮ ህንፀት ዓቕሚ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ዓውደ መፅናዕቲ ዝተረኸቡ ተሳተፍቲ ካብ ዝተፈላለዩ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ኣብያተ ዕዮ እንትኾኑ 90 ወገናት ተኸታቲሎም፡፡… Read More
   

ኣብ ስርሖም ኮይኖም ንዘይካትዑ ሰራሕተኛታት ብዛዕባ ኣከፋፍላ መሃያ
ዝወፀ መምርሒ

ኣብ ክልልና ንዘለዉ  ሰራሕተኛታት መንግስቲ መስርሕ ዝኾነ ኣዋጅ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ትግራይ ቑፅሪ 66/95 ፣ ደንቢ ስነ-ስርዓት ኣፈፃፅማ ዲስፕሊንን ኣቀራርባ ቅሬታን ቑፅሪ 21/96 ካልኦት መምርሕታት ከምዘሎ ይፍለጥ፡፡ ኮይኑ ግና ቅድም ክብል ሓደ ሰራሕተኛ መንግስቲ ምስ ዝሰርሐሉ ቤት ዕዮ ብዘለዎ ናይ ቑፃር፣ዝውውር፣ ዕብየት፣ ካልኦት ካብ ስራሕ ዘየሰናብቱ ዲስፕሊን ቅፅዓታት ምክንያት ብጥርዓን ይኹን ብይግበአኒ ኣብ ስርሑ ኮይኑ ንዘይካታዕ ሰራሕተኛ ዘይሰርሐሉ መሃያ ክፍሊት ይፍፀም ምንባሩ ተረዲእና ኣለና፡፡… Read More

   

ኣብ መሰረታዊ ለውጢ ከይዲ ስራሕ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ፡፡

ንኹሎም ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ክልልና መሰረታዊ ለውጢ ከይዲ ስራሕ ዘካይዱ ዘለዉ ኣብ ከተማ መቐለ ካብ ሚኒስተር ህንዐት ዓቕሚ ብዝመፁ ሰብ ሞያታት ካብ 21 መዓልቲ ጉንቦት 2000 ዓ.ም. ጀሚሩ ንኣርባዕተ መዓልቲ ዝፀንሕ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ፡፡… Read More
   

መግለፂ ሰናይ ትምኒት ቢሮ ህንፀት ዓቕሚ

ንኹሉኹም ሰራሕተኛታት ቢሮ ህንፀት ዓቕሚ ብፍላይ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ድማ ብሓፈሻ ቅድሚ ኹሉ እንኳዕ ንመበል 17 ዓመት በዓል ዓወት ዕለት ጉንቦት 20  ብሰላም ኣብፀሓኩም ኣብፃሐና፡፡… Read More

   

ንሰራሕተኛታት ሰናይ ምምሕዳር ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ኩለን ወረዳታት ትግራይ ኣብ ጉጅለ ክትትልን ደገፍን ሰናይ ምምሕዳር ንዝተመደቡ ሰራሕተኛታት ካብ ዕለት ጉንቦት ሓሙሽተ 2000 ዓ.ም. ጀሚሩ ንኣርባዕተ መዓልቲ ዝፀንሕ ስልጠና ኣብ ኣዳራሽ ክልል ምምሕዳር ተዋሂቡ፡፡ እቶም ሰልጠንቲ ሓደሽቲ ዝተቖፀሩ ሰራሕተኛታት ኮይኖም በዝሖም ልዕሊ 100 ዝኾኑ እዮም፡፡… Read More...
   

ንምምሕያሽ ለውጢ ስራሕ ስልጠና ተዋሂቡ

ንዝተፈላለዩ ሰራሕተኛታት ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ኣብ መሰረታዊ ለውጢ ከይዲ ስራሕ ኣመልኪቱ ስልጠና ተዋሂቡ፡፡ እቲ ስልጠና ዝተኸታተሉ ሰራሕተኛታት ኣብያተ ፅሕፈት ኣብክልል ዝርከቡ ክኢላታት ኢንፎርመሽን ቴክኖለጂ (ICT)፣ ኣብ ትሕቲ ቢሮ ልምዓት ከተማ ዝርከቡ፣ መንገዲ ገፀር፣ ‘ ሃውሲንግ አጀንሲ’ ፣ ትልሚ ከተማ፣ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ይርከቡዎም፡፡ Read More
   

ንኣባላት ቤት ምኽሪ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ መሰረታዊ ለዉጢ ከይዲ ስራሕ (BPR) ንሓደ መዓልቲ ስልጠ ተዋሂቡ፡፡ ኣብ መበል 8ይ ጉባኤ3ይ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተኣከበሉ እዋን መሰረታዊ ለዉጢ ከይዲ ስራሕ ዝምልከት ስልጠና ዝተዉሃበ ብቢሮ ህንፀት ዓቕሚ… Read More

   

ምንቅስቓስ ህንፀት ዓቕሚ ኣመልኪቱ ገምጋም ተኻይዱ

ካብ ዕለት 11-13- 7-2000  ዓ.ም ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ህንፀት ዓቕሚ ዝተረኸብሉ ኣብ ምንቅስቓስ መደባት ህንፀት ዓቕሚ ኣመልኪቱ ኣብ ከተማ መቐለ ገምጋም ተኻይዱ፡፡ እቶም ተሳተፍቲ ብምኽንያት ኣብ ክልል ዝትግበር ዘለዉ መደባት ዘቲካ ኣብ ሓደ ምርድዳእ ንምብፃሕ ተፀዊዖም ኣብ ዝመፅእሉ ግዘ ፕሮግራም ተዋዲዱ ተታሒዙሉ ዝተተግበረ ገምጋም እዩ፡፡ More
   

ሃርበኛታት ልምዓት ሽልማት ተዋሂቡዎም!

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ 2000 ዓ.ም. ሃርበኛታት ልምዓት ተባሂሎም ዝተሓረዩ ወገናት ሽልማት ተዋሂቦም፡፡  እዞም ዝተሓረዩ ሃርበኛታት ልምዓት ሽልማት ዝተበርከተሎም ምስ በዓል ሚለንየም ኢትዮጵያ… more

   

 

ንኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚት ስራሕ ወረዳታትን ዞባን - ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብ እንታይነት ዝተኣታቶ ዘሎ መሰረታዊ ለውጢ ከይዲ ስራሕ (BPR) ዘተኮረ ስልጠና መዕበዩ ዓቕሚ ተዋሂቡ፡፡...more


 

BPR እንታይ እዩ?
BPR (Business process Re-engineering) መሰረታዊ ለውጢ ኣሰራርሓ ተባሂሉ ይፍለጥ፡፡ ብዋናነት በብቢሮኡ ዘለው ዘልማዳዊ ኣሰራርሓታትን፣ጐተትቲን ድሑራትን ኣተሓሳስባታትን ብምውጋድን ነፀላን ዝተበታተኹንስራሕቲ ብምውዳድን ንዓሚል ወይ ንተገልጋሊ ከርዊ ብዝኽእል ስሉጥ ኣሰራርሓዊ ለውጢ ዝትክእ ፍቱንን እዋናውንመስርሕ እዩ፡፡... more

ገምጋም ፍርቂ ዓመት መደብ ቢሮ ህንፀት ዓቕምን ወረዳታትን ተኻይዱ

ኩለን ኣብያተ ፅሕፈት ህንፀት ዓቕሚ ወረዳታት ዝተረኸባሉ ከይዲ ሕሉፍ ሽድሽተ ወርሒ ምንቅስቓሰን 16 ጥሪ 2000 ዓም ጀሚረን ንኣርባዕተ መዓልቲ ገምጋምን... more...