TIGRAI BUREAU OF CAPACITY BUILDING
 
Programs

CSRP
DLDP
ICT
JSRP
TAX
URBAN
Program support Expenditure Managment

Publicatons  

Magazine
Brochure-English
Brochure-Tigrigna

Links  
 
*     *     *     *     *    *  



   

ጉዕዞ ታተ ድኽነት ኣይቐርፍን
(መልእኽቲ ሓላፊ ቢሮ ህንፀት ዓቕሚ)

ኣብዚ ሐዚ እዋን ዓለምና ዘላትሉ ብርኪ መነባብሮ መሸነፋይ ኮይንካ ክትርከብ ዝላዓለ ፃዕሪ ይሓትት፡፡ ንሕናውን ኣባላት እዛ ቅልዕቲ  ቁሸት ብምዃንና ኣብ እንግዳዕና ተዳዕኒኑ ዝንሄ ድኽነት ካብ ሰሩ ሚሒና ናብቲ ዓለምና ትነብረሉ ዘላ ክንሰግር እንተኾይና ክንጎዪ ይግባእ፡፡ እቲ ጉያ ኩለመዳያዊኳ እንተኾነ እቲ ወሳኒ ነገር ግና ፀገምና ዝፈትሕ ዓቕሚ ምፍፃም ምጥራይ’ዩ፡፡ ዓለምና ኣብ ናፃ ዕዳጋን ውድድርን ኣትያ ሰላማዊ ቃልሲ ሞትን ሕውየትን ትገብረሉ ኩነት ኢና ዝንሄና፡፡ እዚ ዘለናሉ ኩነት ንምፍታሕ መንግስቲ ዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ህንፀት ዓቕሚ ኣዳልዩ ኣብ ምትግባር ይርከብ፡፡ ካብዞም ፕሮግራማት ቀንዲ ፕሮግራም ምምሕያሽ ስቪል ሰርቪስ እንትኸውን ኣብ ውሽጢ እዚ ፕሮግራም ዘለዉ ፕሮጀክትታት ምትግባር ቀንዲ ተግባር ሕድሕድ ሰራሕተኛ መንግስቲ ይኸውን፡፡ እዞም ፕሮግራማት ንምትግባር ሰብ ሞያተኛታት ምህላው ኣድላዪ ብምዃኑ መንግስቲ ዝለዓለ ቆላሕታ ሂቡ ኣብ ምንቅስቓስ ይርከብ፡፡...Read More
HOT NEWS
   

ፈተነ መፅናዕቲ መሰረታዊ ለውጢ ከይዲ ስራሕ ብፅቡቕ ይሳለጥ ኣሎ

ብመንግሰቲ ዝካየዱ ዘለዉ መደባት ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ብቕልጣፈን ውፅኢታውነትን ክትግበሩ ብዝሓንፀፆ ኣንፈት ተፈፂሞም ሕብረተሰብና ተጠቃሚ ዘኾነሉ ዕድል ርሑቅ ኣይኸውንን፡፡ ስራሕትና ቅልጡፋትን ዕውታትን ክኾኑ ዝኽእሉ ካብቲ ልሙድ ብትክታክን ጎታትን ኣሰራርሓ ወፂእና ብዝተመሓየሸ ኣሰራርሓ ክንጉዓዝ እንተኽኢልና’ዩ፡፡ ብኡ አቢሉ ሰናይ ምምሕዳር ልምዓት ክረጋገፅ ይኽእል፡፡… Read More

   

More than 100 Laptop Computers Distributed

The Engineering Capacity Building Programme which is the federal programme together with the Tigrai Capacity Building Bureau has donated 110 laptop computers to Maiweine elementary school students and teachers in Mekele, Tigrai on 23rd October 2008Read More