“ጉዕዞ ታተ ድኽነት ኣይቐርፍን”
(መልእኽቲ ሓላፊ ቢሮ ህንፀት ዓቕሚ)
ኣብዚ ሐዚ እዋን ዓለምና ዘላትሉ ብርኪ መነባብሮ መሸነፋይ ኮይንካ ክትርከብ ዝላዓለ ፃዕሪ ይሓትት፡፡ ንሕናውን ኣባላት እዛ ቅልዕቲ ቁሸት ብምዃንና ኣብ እንግዳዕና ተዳዕኒኑ ዝንሄ ድኽነት ካብ ሰሩ ሚሒና ናብቲ ዓለምና ትነብረሉ ዘላ ክንሰግር እንተኾይና ክንጎዪ ይግባእ፡፡ ...Read More
ብደረጃ ሃገር ኣብ ስራሕቲ ኣይ ሲ ቲ (ICT) መሰረት ገይሩ ዝካየድ ዘሎ ዓውደ ርእይ (exhibition) ኣብ ክልልና ኣብ ህንፃ ማእኸላት ንግዲ ቀዳማይ ወያነ ከተማ መቐለ ኣብ ምክያድ ይርከብ፡፡ እቲ ዓውደ ርእይ ኣብ ኣይ ሲ ቲን ካልኦት ውፅኢት ቴክኖለጅን ዝምልከት ኮይኑ ዝተፈላለዩ ኣካላት ንግዲ ካብ ማእኸል ሃገርን ክልልን ዝተሳተፍሉ እዩ፡፡
ዕላማ እዚ ዓውደ ርእይ ኣብ ቴክኖለጂ፣ ሓበሬታን ርክብን ግንዛበ ንምፍጣር እንትኾን ሕብረተሰብ ብውፅኢት ቴክኖለጂ ተጠቀምቲ ንምግባር እዩ፡፡ ...Read More

Posted on October 1st, 2009 by Free CSS Templates